አስተንትኖ ቃል አምላኽ የካቲት – 15.2018

  • ሉቃ. 9፡22-25

ወዲ ሰብ ብዙኅ መከራ ኺጸግብን, ብ ዓበይቲን ብሊቃነ ካህናትን ብመምህራን ሕግን ኺነዓቅን ኺቕተልን ብሣልሰይቲ መዓልቲ ኪትንሥእን ግድን እዩ” ድማ በሎም። ኢየሱስ ንኩሎም ከምዚ በሎም፦ “ ዝኾነ ሰብ ድድኅረይ ኪስዕብ ዚደሊ ገዛእ ርእሱ ይኽሓድ፥ መዓልቲ መዓልቲውን ምስቀሉ ተሰኪሙ ይስዓበኒ። ምኽንያቱ እቲ ንነፍሱ ኼድኅና ዚደሊ ኼጥፍአ እዩ፤ እቲ ንነፍሱ ምእንታይ ዜጥፍአ ግና ኼድኅና ኢዩ። ሰብከ ንብዘላ ዓለም ረቢሑስ ንነፍሱ እንተ ጎድአ ወይ እንተ አጥፈአ እንታይ ይጠቕሞ፧

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *