አስተንትኖ ቃል አምላኽ የካቲት – 16.2018

ማቴ.9:14,15
ሽዑ ደቂ መዛሙርቱ ንዮሓንስ ናብ ኢየሱስ መጺኦም “ ንሕናን ፈሪሳውያንን ብዙኅ ንጸውም, ደቂ መዛሙርትኻ ደኣ ስለምንታይ እዮም ዘይጾሙ፧፡ በልዎ። ኢየሱስ ከአ ኸምዚ በሎም፦ “መርዓዊ ምስ አቶም ከሎዶ ኣዕሩኽ መርዓዊ ኪኃዝኑ ይኽእሉ ኢዮም፧ ግናኸ መርዓዊ ካብ አቶም ዝውሰደላ መዓልቲ ኽትመጽእ ኢያ፥ ሽዑ ኸአ ኺጾሙ እዮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *