አስተንትኖ ቃል አምላኽ የካቲት – 17.2018

  • ሉቃ. 9፡22-25

“ድኅሪዚ ድማ ኢየሱስ ውጸ፥ ሌዊ ዚበሃል ተቐባል ቀረጽ ተቐሚጡ ረአየ እሞ፥ “ስዓበኒ” በሎ፥ ተንሢኡ ከአ ንኹሉ ኃዲጉ ሰዓቦ። ሌዊ ድማ ንኢየሱስ አብ ቤቱ ዓቢይ ምሳሕ ገበረሉ፤ ብዙኃት ተቐበልቲ ቐረጽ ካል ኦትውን ምስአቶም አብ መአዲ ተቐሚጦም ነበሩ። ፈሪሳውያንን እቶም ወገኖም ዝኾኑ መምህራን ሕግን ድማ ንደቂ መዛሙርቱ “ስለምንታይከ ምስ ተቐበልቲ ቐረጽን ኃጥአንን ትበልዑን ትሰትዩን አሎኹም፧” እናበሉ አዕዘምዘሙሎም። ኢየሱስ ከአ “ንሓኪምሲ ሕሙማት ደአ እምበር ጥዑያት አየደልይዎን እዮም። ንኃጥአን ናብ ንስሓ እምበር ንጻድቃን ክጽውዕ አይመጻእኩን” ኢሉ መለሰሎም”።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *