አስተንትኖ ቃል አምላኽ መጋቢት – 05.2018

ሉቃ. 4. 24-30

ኣስዒቡ ኸአ “ ነቢይ አብ ዓዱ ኸቶ ኸም ዝይከብር ብሓቂ እብለኩም አለኹ። ብዘመን ኤልያስ እቲ ሰማይ ሠለስተ ዓመትን ሽዱሽተ ወርኅን ዝተዓጽወሉ፥ አብ ኩላ እታ ምድሪ ኸአ ብርቱዕ ጥምየት ዝኾነሉ ወርኃት፥ አብ እስራኤል ብዙኃት መበለታት ከም ዝነበራ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። እንተኾነ ኤልያስ ናብታ ሓንቲ መበለት ሰበይቲ አብ ስራጵታ ናይ ሲዶና እትርከብ ደአ እምበር ካብአተን ናብ ሓንቲ እካ አይተላእከን። ብዘመን ነቢይ ኤልሳዕውን አብ እስራኤል ብዙኃት ለምጻማት ነይሮም፥ እንተኾነ ብዘይካ ንእማን ሶርያዊ ኻብአቶምሲ ሓደ እካ አይነጽሐን” በሎም።

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *