አስተንትኖ ዓርቢ ስቕለት – 2018

ንሱ ብባሕሪኡ አምላኽ እካ እንተኾነ፤ ነቲ ምስ አምላኽ ዝነበሮ ማዕርነት አይገድፍን ቢሉ አይተኸራኸረን። እንተኾነ ሰብ ብምኻን፡ መልክዕ ባሪያ ብምውሳድ፡ በገዛእ ፍቓዱ ንርእሱ ደኻ፡ ገብረ፤ ንርእሱ ትሕት ብምባል ከአ ክሳብ ሞት፤ አረካ ደአ ክሳብ አብ መስቀል ምማት ተአዘዘ”። ፊልጵ.2:6-8