አስተንትኖ ቃል አምላኽ ሓምለ – 24.2018

ማቴ.12.46-ፍ

ነቶም ሕዝቢ ኪነግሮም ከሎ እንሆ ኣዲኡን ኣኅዋቱን ኪዛረብዎ ደሊዮም ኣብ ወጻኢ ቆይሞም ነበሩ። ሓደ ኸኣ “እንሆ ኣዴካን ኣኅዋትካን ኪዛረብኻ ደሊዮም ኣብ ወጻኢ ቆይሞም ኣለዉ” በሎ። ኢየሱስ ግና ነቲ ዝነገሮ  “ኣደይ መን እያ፧ ኣኅዋተይሲ እንመን እዮም፧” ኢሉ መለሰሉ። “ፍቓድ እቲ አብ ሰማይ ዘሎ አቦይ ዚገብር ዘበለ ኹሉ ንሱ ኃወይን ኃብተይን እኖይን እዩ” ኢሉ ኢዱ ናብ ደቂ መዛሙርቱ ዘርጊሑ “እኖይ አኅዋተይንሲ እነዉ” በለ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *