አስተንትኖ ቃል አምላኽ ነሓሰ -1.2018

ማቴ. 13. 44-46
“ መንግሥተ ሰማያት ኣብ ግራት ዝተኃብአ ሃብቲ እሞ ሓደ ሰብ ምስ ረኸቦ ዝኃብኦ፥ ካብ ታሕጋሱ ዝተላዕለ ኸአ ከይዱ ዘለዎ ኹሉ ሸይጡ ነታ ግራት ዚዕድግ ትመስል።
“ ከምኡ ድማ መንግሥተ ሰማያት ክቡር ዕንቁ ዚናዲ ነጋዳይ ሰብ እሞ፥ ሓንቲ ኽብርቲ ዕንቁ ምስ ረኸበ ከይዱ ዘለዎ ኹሉ ሸይጡ ዜእድግ ትመስል።