“መንግሥተ ሰማያት ቀሪባ እያ እሞ ተነሥሑ”

1ይ ሰንበት ናይ ምጽኣት
ማቴ.3:1-3
በቲ ወርሓት እቲ ዮሓንስ መጥምቕ፥ “መንግሥተ ሰማያት ቀሪባ እያ እሞ ተነሥሑ” እናበለ አብ በረኻ ይሁዳ እናሰበኸ መጸ። እቲ ብነቢይ ኢሰያስ ፥ “ጎደና እግዚአብሔር ጽረጉ፥ መገዲውን አቕንዑ’ ኢሉ አብ በረኻ ዚእውጅ ድምጺ አዋጅ ነጋሪ” ተባሂሉ ዝተነግረሉ ንሱ ዮሓንስ እዩ።